Skip to main content

መግለጺ ኩኪ

እዚ መርበብ ሓበሬታ እዚ፡ ነቲ መርበብ ሓበሬታ ብኸመይ ከም እትድህስስዎ ሓበሬታ ንምእካብ፡ ንኣሽቱ ፋይላት (‘ኩኪስ’ ተባሂሎም ዝፍለጡ) ኣብ ኮምፒተርኩም የቐምጥ። ብዛዕባ’ቶም ዝጥቀሙሉ ኩኪስ፡ ንምንታይ ከም ዝውዕሉን ኣገልግሎቶም መዓስ ከም ዘብቅዑን ዝያዳ ፍለጡ።

ኣጠቓቕማ መርበብ ሓበሬታ ዝዕቅኑ ኩኪስ

እዞም ዝስዕቡ ናይ Google Analytics ወይ Google Analytics 4 ኩኪስ ብዛዕባ እዚ መርበብ ሓበሬታ ብኸመይ ከም እትጥቀሙሉ ሓበሬታ ንምእካብ ኣብ ጥቕሚ ይውዕሉ፥

ሽምዕላማኣገልግሎቱ ዘብቅዓሉ
_gaእዚኦም ቅድሚ ሕጂ በጺሕኩም እንተኾይንኩም ብምክትታል ክንደይ ሰባት ናብ GOV.UK ከምኡ’ውን ካልኦት መንግስታዊ ዲጂታላዊ ኣገልግሎታትን ከም ዝበጽሑ ንምቑጻር ይሕግዙና።14 ወርሒ
_gidእዚኦም ቅድሚ ሕጂ በጺሕኩም እንተኾይንኩም ብምክትታል ክንደይ ሰባት ናብ GOV.UK ከምኡ’ውን ካልኦት መንግስታዊ ዲጂታላዊ ኣገልግሎታትን ከም ዝበጽሑ ንምቑጻር ይሕግዙና24 ሰዓታት
_gatናይ ገጽ ምርኣይ ሕቶታት ዝቐርበሉ ፍጥነት ንምምሕዳር ዝውዕል10 ደቒቕ

እቲ ናይ ብሕታዊነት ምልክታ ብዛዕባ እቲ ብGoogle Analytics ወይ Google Analytics 4 ኩኪስ ዝተኣከበ መረዳእታ ዝያዳ ሓበሬታ ኣለዎ። ኣብ ውሽጢ Google Analytics ወይ Google Analytics 4 ሓፈሻዊ ትሕዝቶ ናይ Google ኣሰራርሓታት መረዳእታ ብዝምልከት ሓፈሻዊ ትሕዝቶ ናይ Google ኣሰራርሓታት መረዳእታ ብዝምልከት ከተንብቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ብተወሳኺ ካብ ናይ Google Analytics ወይ Google Analytics 4 መስርሕ ኩኪስ ክትወጹ ትኽእሉ ኢኹም፡ እዚ ድማ Google Analytics Opt-out Browser Add-on ብምጽዓን ክትገብርዎ ትኽእል።

ኣገደስቲ ኩኪስ

ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ክትበጽሑ ከለኹም ኩኪስ ክትቅበሉ፡ ኩኪስ ክትነጽጉ ወይ ቅጥዕታትኩም ክትምርምሩ ዝዕድመኩም ባነር ክትዕዘቡ ትኽእሉ ኢኹም። ኮምፒተርኩም ከም ዝረኣኹምዎ ንኽትፈልጥን ዳግማይ ንኸይትርእይዎን፡ ከምኡ’ውን ቅጥዕታትኩም ንምዕቃብ ኩኪስ ከነቐምጥ ኢና።

ሽምዕላማኣገልግሎቱ ዘብቅዓሉ
CookieControlእዚ ኩኪ’ዚ ሓደ ተጠቃሚ ብዛዕባ ኩኪስ ዘለዎ ምርጫ ንምዝካር ይጥቀመሉ። ተጠቀምቲ ኣቐዲሞም ምርጫ ኣብ ዘመልከቱሉ፡ ናይቲ ተጠቃሚ ምርጫ ኣብዚ ኩኪ ክኽዘን እዩ90 መዓልቲ
pll_languagePolylang ነዚ ኩኪ እዚ ተጠቃሚ ናብቲ መርበብ ሓበሬታ ክምለስ ከሎ ዝመርጾ ቋንቋ ንኽዝክርን ብኻልእ መንገዲ ኣብ ዘይርከብ እዋን እቲ ናይ ቋንቋ ሓበሬታ ንኽረክብን የቐምጦ1 ዓመት

ኣብዚ ምልክታ ዝህሉ ለውጢ

እዚ ምልክታ በብእዋኑ ክቕየር ይኽእል እዩ። ኣብ ከምኡ ኩነታት ድማ፡ ኣብ ታሕቲ ናይዚ ገጽ ዘሎ ‘ናይ መወዳእታ ዝተመሓየሸሉ’ ዕለት’ውን ክቕየር እዩ። ዝኾነ ለውጢ ኣብዚ ናይ ብሕታዊነት ምልክታ ንዓኹምን ኣብ ዳታኹምን ብቕጽበት ተግባራዊ ዝኸውን እዩ።

መወዳእታ ዝተመሓየሸሉ ዕለት 13 ለካቲት 2024